ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ዘራኸበ ብኤርትራዊ ኣመሪካዊ ዝተመሃዘ ኣፕ(መተግበሪ) -"ጀበና" ኣፕ


 ንልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ዘራኸበ ብኤርትራዊ ኣመሪካዊ ዝተመሃዘ ኣፕ(መተግበሪ) -"ጀበና" ኣፕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:50 0:00

ጀበና` መትግበሪ ኣፕ፡ ዛጊት ልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ኣራኺቡ

“ጀበና” ዝተሰምየ ንመጻምድቲ ብመንገዲ ኢንተርነት ንምርኻብ ዝዓለመ መትግበሪ ኣፕ፡ ዛጊት ልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ኣራኺቡ ከም ዘሎ’ዩ ሓደ ካብቶም መሰረትቲን ዋና ኣካይዲ ስራሕን ዝዀነ ሄኖክ ዮሃንስ ዝሕብር። ኣብ 2019 ዝጀመረ መትግበሪ፡ ካብቲ ባህላዊ ኣገባባት መላለዪ ንፍቕሪን መጻምድቲን ውጽእ ኢሉ፡ ብሕልፊ ነቶም ኣብ ወጻኢ ተወሊዶም ዝዓበዩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ሓደ መድረኽ ንምፍጣር ዝተበገሰ’ዩ።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG