ሕጹይ ምኽትል ፕረዚደንት ሪፖብሊካዊያን መን'ዩ?


ሕጹይ ምኽትል ፕረዚደንት ሪፖብሊካዊያን መን'ዩ?

No media source currently available

ታሪኽ ሪፖብሊካዊ ሕጹይ ምኽትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ጀይ-ዲ ቫንስ፡ ታሪኽ ሓደ ኣብ ንእሽቶ ከተማ ዝዓበየ ንፉዕ ወዲ'ዩ። ኣብ ኣፓላቺያ ዓብዩ፡ናብ ኣይ-ቪ- ሊግ-ቤት ትምህርቲ ከይዱ፡ ምናልባት'ውን ዝነኣሰ ምኽትል ፕረሲዚደንት ኣመሪካ ክኸውን ይኽእል`ዩ።

​
XS
SM
MD
LG