ዋሽንግተን —
6 ጥሪ 2021 ደገፍቲ ናይቲ እዋን ፕረዚደንት ዝነበሩ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ምርጫ 2020 ንዝገጠሞም ስዕረት ብምቅዋም ኣብ ህንፃ ቤት-ምኽሪ ኣመሪካ መጥቃዕቲ ፈፂሞም። ኣብቲ ኣብዚ ዓመት ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ዝወዳደሩ ዘለው ፕረዚደንት ባይደንን ትራምፕን ጎስጓሶም ካብ’ቲ ኣብ 6 ጥሪ ዝወረደ መጥቃዕቲ ብዛዕባ ክውሰድ ዝግበኦ ትምህርቲ ዘድሃበ ኮይኑ ኣሎ።
ፍጻመ 6 ጥሪ 2021 ዶናልድ ትራምፕ ማእከል ስሕበት እቲ ዳግም ንምምራፅ ዝገብርዎ ዘለዉ ፃዕሪ እዩ። ጎስጓሶም በቶም ኣብ ካፒቶል ብዝፈፀምዎ መጥቃዕቲ ዝተፈርዶም ስባት ዘዚምዎ ደርፊ ከፊቶምዎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ