ኩርናዕ ስእሊ - ጥሪ 3,2017
ኩርናዕ ስእሊ - ጥሪ 3,2017
5
ስደተኛታት ጽዒና ኣንፈታ ዝሰዓነት ጀልና ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ።ክልተ ነፍሰጾር ደቂ ኣንስትዮን ሓሙሽተ ቆልዑ ዝርኸብዎም 112 ሰባት ኣብታ ጀልባ ተሳፊሮም ኔሮም።
6
ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ንዶባት ግዝኣታት ስጳኛ ዝኾነት ከተማ ሱዮታ ጥሒሶም ክኣትው ኣብ ዝፈተንሉ