ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መቐለ ቤተ-ንባብ ዘቖመት ኣሜሪካዊት ጃነት ሊ ተመስጊና


Jannet Lee
Jannet Lee

ክሳብ 80 ሽሕ መፃሕፍቲ ብውልቃ ሓጊዛ

ኣሜሪካዊት ጃኔት ሊ ኣብ ትግራይ ቤተ-መፃሕፍቲ ከፊታ ክሳብ ሰማንያ ሽሕ መፃሕፍቲ ካብ ሃገራ ናብ ዓዲ ብምእታው ርኡይ ኣበርክቶ ትህብ ኣላ።ናይ 5 ወርሒ መገሻኣ ፈፂማ ናብ ሃገራ ኣብ ትምለሰሉ እዋን ኣብ ዝተገበረላ ስነ-ስርዓት መሰነይታ ጊዜ ክንደይ ሓፂር’ዩ በለት።ናይ ጃነት ሊ ፃዕሪ ዝንእዱ ኢትዮጵያውያን ሪኢቶኦም ይህቡ።ብዘይካዚ ንሳ ዘሓገዘተን ህፃናት’ውን ናፍቆተንን ፍቕረንን ይገልፃላ።


XS
SM
MD
LG