ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢጣልያ ንመራኽብ ህይወት ኣድሕን ዝምልከት ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኣ


ኢጣልያ ንመራኽብ ህይወት ኣድሕን ዝምልከት ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኣ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:37 0:00

ኢጣልያ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ስርሒት ህይወት ኣድሕን ንዘካይዱ መራኽብ ብዝምልከት ዘውፅኣቶ ሓድሽ ሕጊ ኣብ ስርሓት ህይወት ኣድሕን ከም ድላዮም ንከይንቀሳቐሱ ይኽልክሎም ከምዘሎ እቶም ገበርቲ ሰናይ ይገልፁ። ሰበስልጣን ሓለዋ ባሕሪ ኢጣልያ ድማ እቲ ምቅንስቓስ ውሱንን ብሕጊ ዝተደረተን ክኸውን ኣለዎ ይብሉ።

XS
SM
MD
LG