No media source currently available
ቀዳማይ ሚንስትር ስጳኛ ፐድሮ ሳንቹዝ ሎሚ ሶኑይ ነታ ኢጣልያን ማልታን ኣብ ወደባተን ከይትዓርፍ ዝኸልከላኣ 600 ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ ኣብ ወደባት’ታ ሃገር ክትዓርፍ ምፍቓዶም ገሊጾም። ሚንስትር ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ ማትዮ ሳልቪኒ ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ኣስታት 600 ስደተኛታት ዝጸዓት ጀልባ ኣብ ወደባት’ታ ሃገር ከይትዓርፍ ምኽልካሉ ተገሊጹ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን
ርእይቶታት ንምርኣይ (1)
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን