አብ ከተማ ኢስታንቡል ብዘጋጠመ ርእሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ቦምብ አስታት 10 ሰባት ሞይቶም ካልኦት 15 ድማ ቆሲሎም። ፕረዝደንት ቱርኪ እቲ መጥቃዕቲ ብሶርያዊ'ዩ ተፈጺሙ ክብሉ ርእይቶኦም ሂቦም ኣለው።
ርእሰ-ቕትለታዊ መጥቓዕቲ ቦምብ ኢስታንቡል- ቱርኪ
1
ርእሰ-ቕትለታዊ መጥቓዕቲ ቦምብ ኢስታንቡል- ቱርኪ
2
ርእሰ-ቕትለታዊ መጥቓዕቲ ቦምብ ኢስታንቡል- ቱርኪ
3
ርእሰ-ቕትለታዊ መጥቓዕቲ ቦምብ ኢስታንቡል- ቱርኪ
4
ርእሰ-ቕትለታዊ መጥቓዕቲ ቦምብ ኢስታንቡል- ቱርኪ