ዋሽንግተን —
ብመሰረት ፀብፃባት መንግስታዊ መራኸቢ ብዙሓን ሶርያ እስራኤል ናብ ሎሚ ሶኑይ ዘውግሐ ብዝፈፀመቶ መጥቓዕቲ ቁጽሪ ዝሞቱ ሰባት ናብ 14 ደብይሁ፡ ካልኦት ልዕሊ 40 ሰባት ድማ ምቁሳሎም ኣገልግሎት ዜና ኣሶሼይትድ ፕረስ ፀብፂቡ። መንግስታዊ ኣገልግሎት ዜና ሶሪያ SANA ትማሊ ሰንበት ከም ዝፀብፀቦ ደብዳባት እስራኤል ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ማእኸላይ ሶሪያ ከምዝተፈፀመን ንቀንዲ ጎደና ብምዕናው ባርዕ ሓዊ ክልዓልን ከምዝገበረን ፀብፂቡ'ሎ።
ካብ ሰራዊት እስራኤል ዝተወሃበ ርእይቶ የለን። እ
ቅጥዒ