ናዕቢ ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል -- ጠመተ ብኻልእ ኵርናዕ
ልዕሊ 170 ካብ ክልተ ወገናት ተሳተፍቲ እቲ ናዕቢን ልዕሊ 30 ኣባላት ፖሊስን ዘቝሰለ ናይ ቀዳም እምባጋሮ ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል መዘራረቢ በበይኖም ኣካላት ኰይኑ ኣሎ። ሰብ-መዚ እስራኤል ካብታ ሃገር ናይ ምስጓግ መደብ’ውን ከም ዘለዎም ኣጠንቂቖም ኣለዉ። ካብ ውሽጢ እስራኤል ኰይኖም ነዚ ጉዳይ ብቐረባ ዝከታተሉ ግን ኣናብራኦም ዝተፈልየ’ዩ። ኣብርሃም ተስፋልኡል ኣብቲ ጉዳይ ብቐረባ ምስ ዝዋስእሉ ዘለዉ ኣካላት ኣዘራሪቡ ዘዳለዎ መደብ’ዩ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ