ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ እስራኤል ኣብ ኣዲስ አበባ ምስ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ተዘራሪቦም


ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ኢትዮጵይን ንዘሎ መዋእላት ዘቁፀረ ርክብ ንምጥንኻር ተወሳኺ መዋእላት ክንፅበ የብልናን ኢሎም መራሒ እስራኤል ቀ/ሚ ቤንያሚን ኔታንያሁ።

እስራኤል ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ተዓዛቢ ስፍራ ንክትረክብ’ውን ንሃገራት ከምዝሓተቱን፣ ኢትዮጵያ ድጋፋ ከምትገልጽን ድማ ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ ሓቢሮም።መራሒ እስራኤል ትማሊ ምሸት’ዮም ኣዲሳበባ ኣትዮም።

ንሶም ንፈለማ ጊዜ ኣብ ኢትዮጵያ ንመገሻ ዝኣተው መራሒ እስራኤል ኮይኖም ኣለው ብመሰረት ኤምባሲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ዝዘርገሖ መግለፂ።

እዚ ከምዚ'ሉ ከሎ፣ እስራኤል ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ስፍራ ተዓዛቢ ንክህልዋ ኢትዮጵያ ከምትቅበሎ ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ ሓቢሮም።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG