ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

እስራኤል ወተሃደራዊ ዓቕሚ ሓማስ ንምዕናው ቃል ኣትዮም


እስራኤል ወተሃደራዊ ዓቕሚ ሓማስ ንምዕናው ቃል ኣትዮም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:50 0:00

እስራኤል ወተሃደራዊ ዓቕሚ ሓማስ ንምዕናው ቃል ኣትዮም

እስራኤል ሙሉእ ብሙሉእ ንቃዛ ከምዝኸበበታ ትገልፅ ኣላ፣ እዚ ማለት ከኣ ቀረባት መግቢ፣ ማይን መብራህትን ክቛረፅ እዩ ማለት እዩ። እቲ ውግእ ራብዓይ መዓልቱ ኣብዝሓዘሉ እዋን ኣብ ክልቲኡ እስራኤልን መዛን ቁፅሪ ዝሞቱ ሰባት ይውስኽ ኣሎ።

ሰብ-ስልጣን ጥዕና ፍልስጤም ትማሊ ሰኑይ 9 ጥቅምቲ 2023 እስራኤል ኣብ ቃዛ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ጃባሊያ ብነፈርቲ ዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዝርከብዎም ዓሰርተታት ፍልስጤማዊያን ምቕታሎም ሓቢሮም። ዛጊት ልዕሊ 500 ሰባት ክሞቱ ከለዉ 120-ሽሕ ድማ ናብ ካብ መንበሪታቶም ሃዲሞም ኣብ ኣብያተ ትምህርትን ካልእ ከባቢታትን ጋዛ ተዓቚቦም ከምዝርከቡ እቶም ሰብ ስልጣናት ሕክምና ወሲኾም ይገልፁ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG