No media source currently available
ዓለም-ለኸ ተሓላቂ ሰብኣዊ መሰላት ኣምስት ኢንተርናሽናል እስራኤል ኣብ ልዕሊ ፍልስጤማውያን ነበርቲ ቓዛ ተግባር ምፅናት ዓሌት ፈፂማ ክብል ይኸስስ። እቲ ተሓላቂ መሰላት ንፈለማ ጊዜ'ዩ ኵናት እናተኻየደ ከሎ ከምዚ ዓይነት ክሲ ዘቅርብ'ሎ። እስራኤል ነቲ ክሲ ኣትሪራ ነጺጋቶ’ሎ።