ዋሽንግተን —
ሓማስ ዝሓለፈ ቀዳም ናብ እስራኤል ሰሊዅ ብምእታው መጥቓዕቲ ካብ ዝፈፀመሉ ከባቢ ብዙሕ ኣብዘይርሓቐት ወደባዊት ከተማ ኣሽከሎን ዝነብር ኢትዮጵያዊ-ኣይሁዳዊ ለኣከብርሃን ይስሃቅ ሓማስ ኣብ ልዕሊ ዝነብረላ ከተማ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ተወንጨፍቲ ቶኪሱ ንልዕሊ 20 ህንፃታት ከምዘዕነወ ይገልፅ።
ቅጥዒ