መሕተሚ
ሱፊ ወሃቢ ኸኣ መሰረቱ ጽቡቕ` ኳ እንተነበረ ፡ ሎሚ ዘይተማህሩን ዝተፈላለየ ስምዒት ዘለዎምን ኣብ መንጉኡ ኣትዮም ጸያይቖሞ ይብሉ ሸኽ ሂዝቡላሕ
ምስ ሸኽ ሂዝቦላ መሓመድ ኣሚን ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ካልኣይ ክፋል ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 3 የካቲት 2023 ዜና(ቀ/ሚ ምስ መራሕቲ ጉጅለ ልዝብ ክልል ትግራይ ተራኺቦም:ተዘራሪቦም: ሕ/ሃ ኣብ ኢትዮጵያ ዝህቦ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሹን ምቕጻሉን ገሊጹ: አባል ኮንግረስ ኣመሪካ ኢልሃን ዑመር ካብ ኮሚተ ጉዳያት ወጻኢ ተባሪራ) መደብ ቒሔ ጽልሚ የጠቓልል