ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ወርቂ ከጋግየና የብሉን ኢሎም


ኣብ ወርቂ ዝተመስረተ ሰንኮፍ ኣተሓሳስባ ክህልወና ይብሉን ዝበሉ ፕረዚደንት ኢሳያስ፡ሓሪስና፡ ሰሪሕና፡ ገፊፍና፡ ክነፍርዮ እንኽእል መግቢታት ብምውሓስ፡ ንዓና`ውን ዝኣኽለና ኾይኑስ ንደገ `ውን ክንሰድድ ኢልና ክንሓስብ ኣለና ኢሎምን

ብምኽንያት 20 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ፡ሎሚ ምስ ተለቪጅን ኤርትራ ብቐጥታ ዝመሓላለፍ ቃለ-መጠይቕ ዝገበሩ ፕረዚደንት ኢሳያስ፡ ኣብ`ዚ ቐረባ፡ ካብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝስማዕ ዘሎ “ንተቓወምቲ ሓጊዝካ ስርዓት ምቕያር” ዝብል ፖሊሲ፡ ምላሽ ክህቡ ትጽቢት ይግበር።

እቲ ሎሚ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ፡ ቀዳማይ ክፋል ምናባሩ ተፈሊጡ`ሎ፡

ኻልኣይ ክፋል ጽባሕ ቀዳም ከምዝቕጽል ተሓቢሩ`ሎ፡

XS
SM
MD
LG