ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባህላዊ በዓል እሬቻ ኣብ ቢሾፍቱ ብሰላማዊ መገዲ ተኸቢሩ


ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ተወላዶ ኦሮሞ ትማሊ ሰንበት ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ቢሾፍቱ በዓል እሬቻ ብሰላማዊ መንገዲ አኽቢሮም።

በዓል እሬቻ ሃይማኖታዊን ባህላዊን በዓል ተወላዶ ኦሮሞ ኾይኑ በብዓመቱ ዝበዓል’ዩ። እቲ ናይ ትማሊ በዓል ሰላማዊ እንተነበረ’ኳ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ባንዴራ’ቲ ክልል ብምሓዝ ኣንጻር መንግስቲ ጭርሖታት ብምስማዕ ናብቲ በዓል ዝካየደሉ ቦታ ምጉዓዞም ተገሊጹ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ባህላዊ በዓል እሬቻ ኣብ ቢሾፍቱ ብሰላማዊ መገዲ ተኸቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:49 0:00

XS
SM
MD
LG