ሓይልታት ትግራይ ካብ ዝሓዝዎም ከባቢታት ኣላማጣ ከምዝወጹ ምውሳኑ ጊዝያዊ ምምሕዳር'ቲ ክልል ኣፍሊጡ
ሓይልታት ትግራይ ካብ ጋርጃለን በቅሎማነቅያን ዝተባህሉ ከባቢታት ኣላማጣ ንክወፁ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ምውሳኑ ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣብ ከተማ ኣላማጣ ዝርከቡ ንድምፂ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ነበርቲ ድማ፤ ሓይልታት ፀጥታ ፌደራል ኣብታ ከተማ ከምዝርከቡ ብምግላፅ መንግስቲ ብቅልጡፍ ምምሕዳር ብምጥያስ ህዝባዊ ኣገልግሎት ንክጅምር ሓቲቶም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ