ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ኣይዋ ኮከስ፡ ትራምፕ ሕጹይ ሪፓብሊካን ከም ዝኸውን ዘመላኽት`ዩ” ፖለቲካዊ ተንታኒ- ካሕሳይ ገብረኣብ


ንምዃኑ ኣብ ልዕሊ ትራምፕ ዝቕጽሉ ዘለዉ ሕጋዊ መስርሓት ኣብ ጉዕዞ ጎስጓስን ኪነውን እንታይ ጽልዋታት ይህልዎም ይኸውን? ንኻልኣይ ግዜ ፕረዚደንት ኣመሪካ ካብ ምዃን ዘዕግሞ ነገር`ከ ይህሉ`ዶ? ካብ ክፍለ-ግዝኣት ሚሽጋን፡ ንደሞክራሲ ኣመሪካ ብቀረባ ዝከታተል ኣቶ ካሕሳይ ገብረኣብ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

XS
SM
MD
LG