ኣካፍል
መሕተሚ
ዮናስ ማይናስ ካብ`ዞም ኣብ`ዚ እዋን ዘለዉ ህቡባትን ኣዘናጋዕትን ኮመዲያን ሓደ`ዩ። ብከመይ ኣማዕቢልዎ? እዛ ሓዳሽ ዝዝርግሓ ዘሎ `ሃገር ኣላትኒ` ዘርእስታ ብሕጻናት ዝተሰርሐት ኮመዲን ሙዚቃን ዝሓዘት ኣልቡም`ከ እንታይ`ዩ ፍሉይነታ?
ቃለ መጠይቅ ምስ ማይናስ ዝተገብረ ወግዒ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available