ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ኽልተ አዕሩኽ


ethi-eritreaa
ethi-eritreaa

ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ንምስሕሓብ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝሃነፆ ሓጹር ሰጊሮም ንቡር ዝምድና ዝፈጠሩን ዝዓቀቡን ከምዝኾኑ ይዛረቡ ኣጋይሽና። ኣብ ሞንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ዘይምርድዳእን ጸገምን ናብ ህዝቢ ክልሑኽ ኣይግባእን ባሃልቲ’ውን’ዮም።

ኣብ ውሽጢ ማሕበረ-ሰቦም ኮይኖም ንደቆም ቋንቛ ትግርኛ ከምዝምህርዎም፣ ኣብ ፅቡቅን ሕማቅን ጊዜ ከምዝተሓጋገዙ’ውን ይገልፁ።

ኣብ ሞንጎኦም ዘሎ ስኒትን ምርድዳእን ካልኦት ግዳያት ጎንጺ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኮይኖም ዘለው ንክሰርሑሉ’ውን ዝዕድም እዩ ናይ ሎሚ ኣጋይሽና ተመከሮ።

ምሉእ ትሕዝቶ ህዝቢ ምስ ህዝቢ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ዕላል ኽልተ አዕሩኽ
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:02 0:00

XS
SM
MD
LG