ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መጥቃዕቲ ግብረ-ሽበራ ፓሪስን አብ ስደተኛታት ዝህልዎ ጽልዋን


ዝሓለፈ ሰሙን አብ ፓሪስ ርእሰ ከተማ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ሽበራ ብዝምልከት አብ ስደተኛታት ዘለዎ ጽልዋ እንታይ ይመስል?

ዶ/ር ጋይም ክብረአብ አብ ሎንደን ሳውዝ ባንክ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር'ዮም። አብ ጉዳይ ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን መጽሓፍ ዘሕተሙ ኮይኖም ናይ ድሕረ ምረቓ ትምህርቶም'ውን አብ ጉዳይ ስደተኛታት ዘተኮረ'ዩ ነይሩ።

አቶ ዓብዱራሕማን ሰይድም ካልእ ነባሪ ሎንደን እዮም። ብዛዕባ'ቲ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲን እቲ ፍጻመ አብ ስደተኛታት ክፈጥሮ ዝክእል ጽልዋን ብዝምልከት ዘካየድዎ ቃለ-መጠይቕ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

መጥቃዕቲ ግብረ-ሽበራ ፓሪስን አብ ስደተኛታት ዝህልዎ ጽልዋን
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:42 0:00

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG