ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ አብ ጉዳይ ኤል-ኒኞ (1ይ ኽፋል)


ዶ/ር ሳራ ተወልደ (ጸጋም)፡ ዶ/ር ጽጋቡ ኣስመላሽ (የማን)
ዶ/ር ሳራ ተወልደ (ጸጋም)፡ ዶ/ር ጽጋቡ ኣስመላሽ (የማን)

ዓለምለኻዊ ክስተት ኤል-ኒኞ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ዓለም ድርቅን ከቢድ ውሕጅን እናስዓበን ከቢድ ጥፍኣት እናውረደን ይርከብ።ብፍላይ ድማ አብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብሰንኪ ኤል-ኒኞ ንከቢድ ድርቂ ስለ ዝተቓልዑ ሚሊዮናት ሰባት ተጸበይቲ ህጹጽ ረድኤት ይኾኑ ኣለው፤እንስሳትድማ ይሞቱ አለው።

መራሕቲ ዓለም እውን ኣብ ናይ ዓለም ኩነታት ለውጢ ኣየር ዝጠመተ ኣኼባ ኣብ ፈረንሳይ የካይዱ ኣለው።

ዶ/ር ሳራ ተወልደ-ብርሃን ገብረእግዚአብሄር ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ተሓባባሪት ፕሮፌሰር ስነ-ዱር፣ዶ/ር ጽጋቡ ኣስመላሽ ገብረህይወት ኣብ ክፍለ ግዝኣት ሜሪላንድ ዝርክብ ዩኒቨርስቲ ቶውሰን ፕሮፌሰር መጽናዕቲ ኩነታት መሬትን ተፈጥሮኣዊ ጸጋታትን ብዛዕባ'ዚ መብርሂ ሂቦምና ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ አብ ጉዳይ ኤል-ኒኞ (1ይ ኽፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:30 0:00

XS
SM
MD
LG