ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ መንጎ ዕጡቓት ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ሓደ ዝኾነ ደምህት፡ ብዛዕባ መደረታት ቀዳማይ ሚንስተር ሃይለማርያም እንታይ ይብል?


ቀዳማይ ሚንስተር ሃይለማርያም፡ ኤርትራ ንኢትዮጵያ ምትርማሳ እንተቐጺላ ስጉምቲ ክንወስድ ኢና ምባሎም ይፍለጥ። እቲ ምትርማስ ዝብሃል ብተቓወምቲ ኣቢልካ ምዃኑ ቅድሚ ሎሚ ብተደጋጋሚ ስለዝተጠቕሰ፡ ካብ ተቓወምቲ ንምስማዕ ተፈቲኑ`ሎ።

“ንሕና ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ኾይና ኢና ንቃለስ” ዝበለ ምኽትል ኣቦ መንበር ደምህት ኣቶ መኮነን ተስፋይ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ምፍርራሕ ዘበገሶ ኣብ ውሽጡ ዘሎ ጸገም `ዩ ኢሉ`ሎ።

ምስ ኣቶ መኮነን ተስፋይ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብዚኣ'ሞ

ዚምባብወ ድሕሪ ሙጋበ ሕጂውን በቲ ገዛኢ ሰልፊ ምሕደርኣ ክቕጽል'ዩ። እዚ ኣብ'ታ ሃገር ዝተራእየ ለውጢ እምበኣር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG