ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ጋዜጠኛ ድምጺ ኣመሪካ ተወልደ ወ/ገብረኤል


ጋዜጠኛ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ ተወልደ ወልደገብርኤል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብማዕረግ ዶክትሬት ካብ ዩኒቨርሲቲ ዋልደን ተመሪቑ።

ቃለ-መጠይቕ ምስ ጋዜጠኛ ድምጺ ኣመሪካ ተወልደ ወ/ገብረኤል
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:03 0:00

ተወልደ ብዓውዲ ትምህርቲ ህዝባዊ ፖሊስን ምምሕዳር ብፍሉይ ድማ ብዓውዲ ምምሕዳርን መሪሕነት ዝተመረቐ ኮይኑ ነዚ ትምህርቱን ኣብ ትምህርቲ ኣብ ዝነበረሉ ጊዜ ንዝነበረ ኩነታት ብዝምልከት ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቃለ-መጠይቕ ምስ ጋዜጠኛ ድምጺ ኣመሪካ ተወልደ ወ/ገብረኤል
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:51 0:00

XS
SM
MD
LG