ኣሰልጣኒ ሳምሶም ሰሎሞን ኣብ ጉዳይ ቢንያም ግርማይ


ኣሰልጣኒ ሳምሶም ሰሎሞን ኣብ ጉዳይ ቢንያም ግርማይ

No media source currently available

ህቡብ ተቐዳዳሚ ብሽክለታን ዳሕራይ ኣሰልጣኒት ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ዝዀነ ሳምሶም ሰሎሞን፡ ካብቶም ንፍሉይ ተውሃቦ ቢንያም ግርማይ ቀዲሞም ዘለለዩዎ ኣሰልጠንቲ ሓደ’ዩ። ሳምሶም ኣብ በበይኑ ናይ ፈለማ መድረኻት ንቢንያም ከም ዝኣልዮን ሞያዊ ምኽሪ ከም ዝህቦን ኣቦ ቢንያም -- ኣቶ ግርማይ ሃይሉ -- ኣብ ቃለ-ምልልሱ ጠቒሱ ነይሩ።

​
XS
SM
MD
LG