ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ነበርቲ ከተማ ሁስተን ብዛዕባ ሁሪካን ሃርቨይ እንታይ ይብሉ?


ነበርቲ ከተማ ሁስተን ብዛዕባ ሁሪካን ሃርቨይ እንታይ ይብሉ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:06 0:00

ነበርቲ ከተማ ሁስተን ብዛዕባ ሁሪካን ሃርቨይ እንታይ ይብሉ?

እታ ብዕብየታ ራብዓይ ደረጃ ትሰራዕ ከተማ ሁስተን ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ብዘጋጠመ ህቦብላን ምዕልቕላቕ ውሕጂን ሽዱሽተ ሰባት ክሞቱ ከለው ኣስታት 30,000 ድማ ካብ መንበሪኦም ተመዛቢሎም ኣብ ግዚያዊ መዕቖቢ ይርከቡ።

ገለ ነበርቲ ከተማ ሁስተን ብዛዕባ እዚ ባህርያዊ ሓደጋ ርእይቶኦም ሂቦም አለው።

XS
SM
MD
LG