ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ፕሮፌሰር ኣማን ርእሶም፡ መሃዚ ዲቪዲ ከም ላብራቶሪ


ፕሮፌሰር ኣማን ርእሶም
ፕሮፌሰር ኣማን ርእሶም

ፕሮፌሰር ኣማን ርእሶም አብ KTH ዩኒቨርሲቲ ከተማ ስቶክሆልም-ስዊዲን ከም ተሓጋጋዚ ፕሮፌሰር ኮይኑ ዝሰርሕ ኮይኑ ሓላፊ ክፍሊ መርመራ ንኡስ ፈሰስቲ‘ውን( Microfluids Lab) እዩ።

ኣብዚ እዋን’ዚ መብዛሕትኡ ስርሓት ፕሮፌሰር አማንን መሳርሕቶምን አብ ምርምራት ዘተኮረ ኮይኑ ንሕግታት ህንደሳን ቴክኖሎጂን ብምጥቃም ኣብ ምርመራ ሕክምና ኣበርክቶ ክህልዎ ይሰርሑ ኣለዉ።

ሓደ ካብቲ ፕሮፌሰር ኣማንን መሳርሕቶምን ካብ ዝመሃዝዎም ዲቪዲ ከም ላብራቶሪ ንምጥቃም ክኸውን ከሎ ብፍላይ ድማ ንመርመራ ኤች ኣይ ቪ ምጥቃም ይርኸብዎም። እዚ ምህዞ ከመይ ከምዝሰርሕን ካልኦት ምርምራቶምን ከብርሁልና ፕፎፌሰር ኣማን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ'ቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቃለ-መጠይቕ ምስ ፕሮፌሰር ኣማን ርእሶም፡ መሃዚ ዲቪዲ ከም ላብራቶሪ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:30 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG