ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዋዕላ መንእሰያት ዓለም ኣብ ባንኮክ


Abba Mussie Zerai
Abba Mussie Zerai

ናይ 2015 ዓለም-ለኸ ዋዕላ መንእሰያት- 'ሓንቲ መንእሰይ ዓለም' (One Young World) አብ ትሕቲ ዝብል ቴማ አብ ባንኮክ ታይላንድ ሎም ቅነ ተኻይዱ ነይሩ። ኣብቲ ኣኼባ ኤርትራውያን ካብ ስዊዘርላንድ ተሓላቒ ስደተኛታት ኣባ ሙሴ ዘርኣይን ካብ ዩናይትድ ስቴትስ ክፍለ-ግዝኣት ካሊፎርኒያ ከባቢ በይ- ኤርያ ኸኣ መንእሰይ ሜሮን ሰመዳር ተኻፊሎም ነይሮም።

Meron Yemane Semedar
Meron Yemane Semedar

ኣብቲ ዋዕላ ካብ መላእ ዓለም ዝመጹ ኣብ ሕብረተ-ሰባቶም ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሕታት አወንታዊ ለውጢ ንኽመጽእ ዝጽዕሩ መንእሰያትን ንዓኣቶም ምኽሪ ንምሃብን ተመኩሮኦም ንምክፋልን ዝኽእሉ ጸለውቲ’ዮም ዝተባህሉ ሰባት’ውን ተረኺቦም ምንባሮም አብቲ ዋዕላ ዝተሳተፉ መንእሰያት ገሊጾም’ለዉ።

​ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ዋዕላ መንእሰያት ዓለም ኣብ ባንኮክ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:30 0:00

XS
SM
MD
LG