ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ኣብነታዊ መንእሰይ ኔት ዩሃንስን ስድራቤቱን


ዕላል ምስ ኣብነታዊ መንእሰይ ኔት ዩሃንስን ስድራቤቱን
please wait

No media source currently available

0:00 0:32:47 0:00

ኤርትራዊ አሜሪካዊ መንእሰይ ኔት ተስፋሚካኤል ዮሃንስ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብቲ ካብ ዓለም ዝዓበየ ትካል ቴክኖሎጂ ሓደ ዝኾነ ማይክሮሶፍት ዳይሬክተር ክፍሊ ሰብ ሰርሖ ምህዞ ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ኮይኑ ኣቐዲሙ አብ ቤተ-መንግስቲ ኣሜሪካ (ዋይት ሃውስ) ዋና አማካሪ አብ ቤት ጽሕፈት ወፍሪን ምህዞን ክፍሊ ምሕደራ ነአሽቱ ሰብ ዋኒን ኮይኑ ብፕረዝደንት አሜሪካ ባራክ ኦባማ ተመዚዙ ዝሰርሓ’ውን እዩ።

XS
SM
MD
LG