ኣካፍል
መሕተሚ
ካብ መስረቲ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረን ኣብ ደምበ ተቓውሞ ድማ ካብ መስረቲ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ዝኾነን አቶ መስፍን ሓጎስ ብዛዕባ ኣብቲ ደንበ ተቓውሞ ዘሎ ፍልልያት ብዝምልከት ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ዘካየድዎ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available