ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ስነ-ጥበባዊት መሰረት ሓድሽ


ዕላል ምስ ስነ-ጥበባዊት መሰረት ሓድሽ
please wait

No media source currently available

0:00 0:26:10 0:00

ዕላል ምስ ስነ-ጥበባዊት መሰረት ሓድሽ

ኣብ ስራሕ ግብረ ሰናይ ዝተዋፈረት መሰረት ሓዱሽ በዓልቲ ሞያ ሙዚቃ እያ። ቅድሚ እቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ኲናት ኣብ ኣይዶል ትግራይን ኣይዶል ኢትዮጵያን ኣብ ደርፍታት ትግርኛ ዳኛ ኮይና ዝሰርሓት ንመሳርሕታት ሙዚቃ ጭራን ፒያኖን ትፃወት ኣብ ብዙሓት ስራሕቲ ሙዚቃ ምግምጋም እውን ዝተሳተፈት'ያ።
ብዓልቲ ሓዳርን ኣደ ሰለስተ ቆልዑን እያ።ኣብዚ ሕጂ እዋን መሰረት ካብ ሞያኣ ወጺኣ ኣብ ስራሕ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዋፊራ ትርከብ፡ ንስራሕ ሕውየት ገባሪ ሰናይን ውልቃዊ ህይወታን ሞያኣን ብዝምልከት ኣዘራሪብናያ ኣለና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG