ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ስነ-ጥበባዊት መሰረት ሓድሽ


ዕላል ምስ ስነ-ጥበባዊት መሰረት ሓድሽ
please wait

No media source currently available

0:00 0:26:10 0:00

ኣብ ስራሕ ግብረ ሰናይ ዝተዋፈረት መሰረት ሓዱሽ በዓልቲ ሞያ ሙዚቃ እያ። ቅድሚ እቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ኲናት ኣብ ኣይዶል ትግራይን ኣይዶል ኢትዮጵያን ኣብ ደርፍታት ትግርኛ ዳኛ ኮይና ዝሰርሓት ንመሳርሕታት ሙዚቃ ጭራን ፒያኖን ትፃወት ኣብ ብዙሓት ስራሕቲ ሙዚቃ ምግምጋም እውን ዝተሳተፈት'ያ።

XS
SM
MD
LG