ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምምሃር ቋንቋ ኣደ ንህጻናት - መላግቦ መንነት


ምምሃር ቋንቋ ኣደ ንህጻናት - መላግቦ መንነት
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:11 0:00

ምምሃር ቋንቋ ኣደ ንህጻናት - መላግቦ መንነት

ማክዳ ሰሎሞን ኣብ ቀረባ ግዜ ናብ ህዝቢ ዝተዘርግሐት “ፈለምቲ 200 ናይ ትግርኛ ቃላተይ” እትብል መጽሓፍ ኣዳልያ ኣላ። እዛ ሓዳስ መጽሓፍ ኣብ ዕለታዊ ናብራ እነዘውትሮም ቃላት ዝሓዘት ኮይና ብፍላይ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ተወሊዶም ንዝዓበዩ ቆልዑ ቋንቋ፡ ባህልን ልምድን ኣብ ምምሃር ኣበክርቶ ክህልዋ ተስፋ ትገብር።

ማክዳ ኣቐዲማ ክልተ ተመሳሰልቲ ግን ሕብሪ እንዳለኸካ ትምህርቲ ዝህቡ መጽሓፍቲ ቆልዑ ንሕትመት ኣብቒዓ'ያ።

ብዛዕባ እዛ ሓዳስ መጽሓፍን ሓፈሻዊ ተመክሮኣን ክትበጽሖ ትደልይ ሸቶን ብዝምልከት ኣዘራሪብናያ ኣለና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG