ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊ ክብሮም በሪሁ


ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊ ክብሮም በሪሁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:48 0:00

ኣብ ቀረባ ሓዱሽ ኣልበም ናብ ሰማዕቱ ዘቕረበ ከምኡ’ውን ካብ መሸጣ ሓደ ወርሒ ዝተረኽበ ኣታዊ ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ደርቅን ካልኦት ፀገማትን ኣብ ሓደጋ ንዝርከቡ ክውዕል ምስ ገባሪ ሰናይ ማሕበር ብምትሕብባር ትግራይ ዘወፈየ ኣርቲስት ክብሮም በሪሁ(ኪራብ) ብዛዕባ’ዚ ሓድሽ ስርሑ ከምኡ'ውን ማሕበራዊ ስርሓቱ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

XS
SM
MD
LG