ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስትኣብ ገ/ገርግሽ -- ሕጂስ ኣይተጋየሸን


መንግስትኣብ ገ/ገርግሽ -- ሕጂስ ኣይተጋየሸን
please wait
  • Auto
  • 240p
  • 360p
  • 480p
  • 1080p
  • 720p

No media source currently available

0:00 23:58 0:00
  • Auto
  • 240p
  • 360p
  • 480p
  • 1080p
  • 720p

መንግስትኣብ ገ/ገርግሽ -- ሕጂስ ኣይተጋየሸን

ድምጻዊ መንግስትኣብ ገብረገርግሽ (ተጋዪሸ) ኣብ ወርሒ ሕዳር ናብ ህዝቢ ዝዘርግሐ ሳልሰይቲ ኣልበም ኣውጺኡ ኣሎ።

“ኣሕላም” ዝተሰየመት ኣልቡም ኣብ ኤርትራ ብዝዝወትሩ 9 ቋንቋታትን በበይኑ ህርመታትን ዝሓዘት’ያ። ሙዚቃዊ ስራሓት፡ ካብቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ብሲዲን ካሴትን ምሸጣ ኣብ ዝተረፈሉን ብሰንኩ ድምጻውያን ካብ ምስራሕ ኣልበም ተቖጢበምሉ ኣብ ዘለዉሉ እዋን፡ መንግስትኣብ ነዛ ብብዙሕ መዳያት ናይ ፈተነ ስራሕ ዝዀነት ኣልበም፡ ምስቲ ኵሉ ዝገበሮ ወጻኢታት ብናጻ ክዝርግሓ ምውሳኑ “ሞሳ ንሰማዒኡ” ምዃኑ ኣብቲ ምስ ድምጺ ኣመሪካ ዝግበሮ ቃለ-መጠየቕ ጠቒሱ ኣሎ።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG