ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮኸብ ተዋሳኢት ሚርያም ምስግና ባዕላ ዝደረሰታ ሓዳሽ ፊልም ትዝርግሕ


ኮኸብ ተዋሳኢት ሚርያም ምስግና ባዕላ ዝደረሰታ ሓዳሽ ፊልም ትዝርግሕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:31 0:00

ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝፈርያ ብዙሓት ፊልምታት ቀንዲ ተዋሳኢት ኮይና ዝሰርሐት ሚርያም ምስግና፡ ናብዚ ናብ ኣመሪካ ድሕሪ ምምጻኣ፡ ባዕላ ዝደረሰታ ሓዳሽ ፊልም ዘርጊሓ`ላ።  እታ 'ሆምለስ'  ዘርእስታ ፊልም ካብ ኣፍሪቃ መጽዮም ኣብ ኣመሪካ ተናበይቲ ጎደና ብዛዕባ ዝኾኑ ሰባት መልእኽቲ ተሕልፍ ምዃና ሚርያም ትገልጽ። 

XS
SM
MD
LG