ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ኢንጂ. የዕብዮ መስፍን አባል ምትእኽኻብ ኤርትራዊያን ሰብ ሞያን ዋኒን

ቃለ መጠይቕ ምስ ኢንጂ. የዕብዮ መስፍን አባል ምትእኽኻብ ኤርትራዊያን ሰብ ሞያን ዋኒን
please wait

No media source currently available

0:00 0:16:32 0:00

ቃለ መጠይቕ ምስ ኢንጂ. የዕብዮ መስፍን አባል ምትእኽኻብ ኤርትራዊያን ሰብ ሞያን ዋኒን

ምትእኽኻብ ኤርትራዊያን ሰብ ሞያን ዋኒን (Eri-Pen) ምትእኽኻብ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ሰብሞያን ዋኒን ኮይኑ ኣብ ማህበራዊን ሞያዊን ጉዳያት ብዝምልከት ንምዝታይን ምልውዋጥ ተመክሮን ዝኻየደሉ መድረኽ’ዩ።

እቲ ምትእኽኻብ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ክልተ ወርሒ ዝኻየድ ምዃኑን ተሳተፍቲ ብወለንትኦም ኣብ ንሓድሕዶም ብምውዳብ ዝዳልውዎ ምኳኑን ኣብቲ ኣኼባ ዝዝተየሎም ወይ ዝለዓሉ ጉዳያት ድማ ካብ ተሳተፍቲ ብዝለዓሉ ኣርእስታት ዙርያ ምኳኖም ይግለጽ።

XS
SM
MD
LG