ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ኣብ ጉዳይ ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣብ ሽዱሽተ ወርሑ
ስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ዘሕለፈሉ፡ ብዛዕባ ከይዲ ስምምዕ ዘለዎ ሓሳባት ንኸካፍለና ንሓደ ካብ መስረትቲ ውድብ ህወሓት ዝዀኑ ኢንጀነር ግደይ ዘራጽዮን ኣዘራሪብናዮም ኣሎና።
ኣባላት ሰራዊት ህወሓት፡ ኣብ ቅድሚ መንጎኝነት ተዓዘብቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ፡ ኣብ ወርሒ ጥሪ፡ ከበድቲ ኣጽዋሮም ምርካቦም ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምፍላጡ ይዝከር።