ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጭቆና ዝፈጥሮ ፍርሒ ናጽነት


ጭቆና ዝፈጥሮ ፍርሒ ናጽነት
please wait

No media source currently available

0:00 0:53:04 0:00

ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ በበይኑ ፈስቲቫላትን ምትእኽኻብ ኣብ ደገ ዝቕመጡ ኤርትራውያንን ጎነጽ ክርአ ጸኒሑን ኣሎን። ቅድሚ ሕጂ ብዝተፈላለየ መልክዑ ከም ዘቤታዊ ዓመጽን ነፍሰ-ቅትለትን’ውን ብሕልፊ ኣብ ቀረባ ዓመታት ዝተሰደዱ ኤርትራውያን ተደጋጋሚ ከጋጥም ዝጸንሐ ክስተት ምዃኖም ዝተፈላለዩ መወከሲታት የርድኡ። ብዛዕባ’ዚ ኣሻቓሊ ተርእዮ ሓሳባቱ ከካፍለና ንክኢላ ስነ-ልቦናን ጥዕና ኣእምሮን ዶክተር ያቆብ ተኪአ ኣዘራሪብና ኣሎና።

XS
SM
MD
LG