ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ዶ/ር ኣሰፋው ተኸስተን ኣቶ መሐየዲን ሸንገብን ብዛዕባ `መድረኽ` ዘካየዶ ዋዕላ ናይሮቢ


ዶ/ር አሰፋው ተኸስተን
ዶ/ር አሰፋው ተኸስተን

“መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ “ ዝተባህለ ኤርትራዊ ማሕበር ዘዳለዎን፡ ፓርትታት ፖሊቲካን ውልቀሰባትን ዝተሳተፍዎን ጉባኤ: ዝሓለፈ ቐዳመ-ሰንበት፡ ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ተኻይዱ ኔሩ። ካብ ኣዳለውቲ፡ ዶ/ር ኣሰፋው ተኸስተን፡ ኣቶ መሐየዲን ሸንገብን ብዛዕባ ዕላማናን ፍሉይነትን`ቲ ኣኼባ ተሓቲትዎም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይኸኣል።


XS
SM
MD
LG