No media source currently available
ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣሜሪካ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎንያ ዝተኻየደ መበል 90 ዝበለጸ ስነ ጥበባዊ ስርሓት ንምምልላይ ዝተኻየደ ሽልማት ኦስካር ተዋናይትን ኮመድያን ቲፋኒ ሓድሽ ዝተኸደነቶ ባህላዊ ክዳውንቲ ዘዳለወ ዲዛይነት ሃብቶም ተኽለኣብ ብዛዕባ ምድላው እቲ ክዳውንቲን ካልኦት ስርሓቱን ሓጺር ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ