በረኸት መንግስተኣብ `ራሃባ` ዝብል ሓዲሽ ናይ ክብሪ መጸውዒ ሒዙ 80 ዕለት ልደቱ የኽብር ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለያ ዓበይቲ ከተማታት ኣመሪካ ዑደት ክገብር ድሕሪ ምቕናይ፡ ኣብ`ዚ ኣብ ርእሰ-ኸተማ ዩ.ኤስ ንኽብሩ ብዝተዳለወ ሰፊሕ ምድላው፡ ዑደቱ ዛዚሙ`ሎ።
65 ዓመታት ኣብ ስነ-ጥበብ ዘሕለፈ በረኸት መንግስተኣብ፡ ኣብ ባህሊ ንዘበርከቶ ነዊሕ ኣገልግለት፡ ብመራሒ ሃገር፡ ራእሲ ሃገራዊ ባህሊ ዝብል ናይ ክብሪ መጸውዒ ከምዝተዋህቦ ይገልጽ። ራሃባ በረኸት መንግስተኣብ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ`ዚ ኣብ ስቱድዮ ድምጺ ኣመሪካ ተረኺቡ፡ ብዛዕባ ነዊሕ ተመክሮኡን፡ ውልቃዊ ርእይቶታቱን ምስ ተወልደ ወልደገብሬል ኣዋጊዑ`ሎ፡