ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደራሲት ናዝሬት ተስፋስላሴ
ደራሲት ናዝሬት ተስፋስላሴ

ናዝሬት ተስፋስላሴ ትበሃል። ኣብ ኤርትራ ተወሊዳ ኣብ ኣሜሪካ ዝዓበየት ኮይና ኣብ ግዜ ቁልዕነታ ንዝነበረ ታሪኽ ስድራቤታን ናብራ ኤርትራዊያን ስድራቤታት፡ ንጉዕዞ ስደታ ካብ ኤርትራ ናብ ሱዳን ካብ ሱዳን ድማ ናብ ኣሜሪካ ብዝምልከት ሳራ ዘርእስታ መጽሓፍ ብምጽሓፍ ንሕትመት ኣብቂዓ’ላ።

'ሳራ' ብተወሳኺ ንናብራ ኣሜሪካ’ውን ትድሕስስ’ያ።

ናዝሬት ብሞያ ነርስ ኮይና ኣደ ሓንቲ ቆልዓ’ውን እያ። ካልኣይ ክፋል መጽሓፍ ‘ሳራ’ ኣብ ምጽሓፍ ከምትርኸብ’ውን ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየደቶ ቃለ-መጠይቕ ገሊጻ።

ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG