መምህር ባህልቢ ተኽለ ተመክሮኦም የካፍሉ

መምህር ባህልቢ ተኽለ ተመክሮኦም የካፍሉ

No media source currently available

መምህር ባህልቢ ተኽለ ተመክሮኦም የካፍሉ

ኣሸራ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ዝተወልዱ መምህር ባህልቢ ተኽለ፡ ትምህርቶም ፈለማ ኣብ ከረን ቀጺሎም ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኣስመራ’ዮም ቀጺሎም። ጸኒሖም ኣብ ዓዲ-ጣልያን ብዓውዲ ምህንድስና ናይ ዶክተረይት ትምህርቲ ዝቐጽሉ መምህር ባህልቢ ክሳብ ግዜ ጥሮታኦም መምህር ዩኒቨርስቲ ኰይኖም ሰሪሖም። መምህር ባህልቢ ነዚን ካልእን ጉዕዞ ህይወቶም ዝዳህሰሰ “MY Journey and Life experience from Ashera-Eritrea to Toronto Canada” ትብል መፅሓፍ ጽሒፎም ዘርጊሖም’ለዉ።

​
XS
SM
MD
LG