ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ-ጽልሚ፡ መሓሪ ዑቕባሚካኤል ተመራማሪ ኣፋዊ ያታታት


ስነ ጥበባዊ መሓሪ ዑቕባሚካኤል
ስነ ጥበባዊ መሓሪ ዑቕባሚካኤል

መሓሪ ዑቑባሚካኤል( ጠዊል) ሓደ ካብ መንጎ ኣብ ኣፋዊ ያታታት ጸቒጦም ዝሰርሑ ዘለዉ ስነ-ጥበባውያን ኤርትራ`ዩ።

ካብ ወለዶታት እናተሰጋገረ ዝመጸ ባህልን ልምድን ብፍላይ ድማ ኣፋዊ ያታታት ትግርኛ ክዕቀብን ቀጻልነቱ ክረጋገጽን ይሰርሕ።

ኣብ ባህላዊ ደርፋታት ንዝነጠፉን ዝግደሱን ዘየምቲ ዓቢይ ኣበርካቲ ግጥምን ዜማን ኮይኑ ጸኒሑ`ሎ።

ካልኣይ ክፋል እቲ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:24:28 0:00


XS
SM
MD
LG