ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሕሪ መጋረጃ እቲ መሳጢ ትልሂታት - ካሕሳይ ገብረሂወት


ድሕሪ መጋረጃ እቲ መሳጢ ትልሂታት - ካሕሳይ ገብረሂወት
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:50 0:00

ካሕሳይ ገ/ሂወት ሓደ ካብቶም ኣብ ትልሂት ብሄራት ኤርትራ ዝነጥፍ ስነ-ጥበበኛ እዩ። ነቲ ኣብ 1979 ኣብ ናይ ቃልሲ ሜዳ ዝጀመሮ ስነ-ጥበበዊ ስራሕ፡ ቀጺሉ ከም ዳይረክተር ሃገራዊት ጉጅለ ባህሊ ስብሪት ኰይኑ፡ ኣብ ምእላይ፡ ምውሳእን ምቕያስ ትልሂታትን’ውን ብዙሕ ኣበርኪቱ’ዩ።

XS
SM
MD
LG