ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ስነ ጥበባዊ ግርማይ ዓንዶም( 2ይ ክፋል)


ቃለ መጠይቕ ምስ ስነ ጥበባዊ ግርማይ ዓንዶም( 2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:28 0:00

ስነ ጥበባዊ ግርማይ ዓንዶም ብዝክተሎ ፍሉይ ቅዲ ሙዚቃ ጥራይ ዘይኮነ ብፍሉይ ቅዲ ሳዕስዒትን’ውን ይፍለጥ። ንዝሓለፈ ትሸዓተ ዓመታት ናፍሮ ካረቢያን ሳዕስዒት ከም መምህር ኮይኑ ከምዝሰርሓሉ’ውን ይገልጽ። ብተወሳኺ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ዝነብረሉ ሃገረ ሱዳን ምስ ዝርኸቡ ስነጥበባዊያን ኣብ ዝተፈላለየ መድረኻት ይሳተፍ።

XS
SM
MD
LG