ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ስነጥበባዊ ግርማይ ዓንዶም (ቀዳማይ ክፋል)


ስነጥበባዊ ግርማይ ዓንዶም
ስነጥበባዊ ግርማይ ዓንዶም

ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ኣብ ሰማንያታት ምስ ስድራ ቤቱ ንሱዳን ተሰዲዱ፡ ኣብኡ ዓብዩ። ድሒሩ ኣብ 1995 ዓ.ም ናብ ኤርትራ ተመሊሱ። ስነጥበባዊ ግርማይ ዓንዶም “ፍቕሪ ሙዚቃ ምሳይ’ዩ ተወሊዱ” ይብል ፡ ናብ ስነ ጥበብ ብንእስነቱ እንተተጸንበረ ኣብ መጀመርያ ግን ኣብ ስእሊ ወይ ፋይን ኣርት ይነጥፍ ከምዝነበረ ይግለጽ። ድሒሩ ምሉእ ብምሉእ ናብ ሙዚቃ ዓለም ምእታው፡ ኣብ ደርፍታቱ ዝጥቀመሎም ዝተፈላልዩ ቅዲ ሙዚቃ ብፍላይ ድማ ኣፍሮ ካረብያንንን ቅዲ ሙዚቃ ንደርፍታቱ ፍሉይ ይገብሮ።

ስነ ጥበባዊ ዓወት ፍሰሃዬ ብወገኑ ብዛዕባ ስነ ጥበባዊ ግርማይ ዓንዶምን ስርሓቱን ዘለዎ ርእይቶ ገሊጹ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ቂሔ ጽልሚ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቃለ-መጠይቕ ምስ ስነጥበባዊ ግርማይ ዓንዶም (ቀዳማይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:11 0:00

XS
SM
MD
LG