ቃለ መጠይቕ ምስ ስነ ጥበባዊ ግርማይ ዓንዶም (ቀዳማይ ክፋል)
ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ኣብ ሰማንያታት ምስ ስድራ ቤቱ ንሱዳን ተሰዲዱ፡ ኣብኡ ዓብዩ። ድሒሩ ኣብ 1995 ዓ.ም ናብ ኤርትራ ተመሊሱ። ስነጥበባዊ ግርማይ ዓንዶም “ፍቕሪ ሙዚቃ ምሳይ’ዩ ተወሊዱ” ይብል ፡ ናብ ስነ ጥበብ ብንእስነቱ እንተተጸንበረ ኣብ መጀመርያ ግን ኣብ ስእሊ ወይ ፋይን ኣርት ይነጥፍ ከምዝነበረ ይግለጽ። ድሒሩ ምሉእ ብምሉእ ናብ ሙዚቃ ዓለም ምእታው፡ ኣብ ደርፍታቱ ዝጥቀመሎም ዝተፈላልዩ ቅዲ ሙዚቃ ብፍላይ ድማ ኣፍሮ ካረብያንንን ቅዲ ሙዚቃ ንደርፍታቱ ፍሉይ ይገብሮ።
ኢፒሶዳት
-
ጥሪ 28, 2025
ሓይልታት ጸጥታ ርእሰ-ምምሕዳር ፑንትላንድ ኣንጻር ዕጡቓት ዳዕሽ ከቢድ ኩናት
-
ጥሪ 28, 2025
ቅልውላው ኮንጎ -- ንተኽእሎታት ዝሰፍሐ ሰብኣዊን ፖለቲካዊን ቀውሲ
-
ጥሪ 27, 2025
ኣመሪካ ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ምጥራዝ ጀሚራ
-
ጥሪ 27, 2025
ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ሻድሻይ ፓትሪያርክ ቀቢኣ